From WikiMezmur, the free amharic mezmur lyrics database.
|
ዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን (Yonatan and Sosna)
|
|
(Volume)
|
ኣሰራርሓኻ ፡ ፍሉይ (Aserarhaka Fluy)
|
ቁጥር (Track):
|
፲ ፪ (12)
|
ሌሎች ፡ የአልበሙ ፡ መዝሙሮች (Other Songs in the Album)
|
|
የዮናታን ፡ ኣብርሃምን ፡ ሶስና ፡ ሳሙኤልን ፡ አልበሞች (Albums by Yonatan and Sosna)
|
|
ንስኻ ፡ በይንኻ ፡ ጥራይ'ኻ
ምንጪ ፡ ሓጐሰይ
ንስኻ ፡ በይንኻ ፡ ጥራይ'ኻ
ምንጪ ፡ ሰላመይ
ንስኻ ፡ በይንኻ ፡ ጥራይ'ኻ
ምንጪ ፡ ጽቡቐይ
ምእሉ ፡ ውህበት ፡ ጽቡቕ ፡ ውህበት ፡ ካባኻ'ዩ
፡ካብቲ ፡ ለውጢ ፡ ወይስ ፡ ምምላስ ፡ ጽላሎት ፡ ዘይብሉ
ንብዓተይ ፡ ደሪዝካ ፡ ኣጆኻ ፡ ትብለኒ
ከይደክም ፡ ከይሕለል ፡ ብኢደይ ፡ ትሕዘኒ
በትርኻን ፡ ምርኩስካን ፡ የጸናንዓኒ
ንስኻ ፡ ምሳይ ፡ ኢኻ ፡ እንታይ ፡ ከይገጥመኒ
(ነብሰይ ፡ ክትዝምረልካ ፡ መታን ፡ ስቅ ፡ ከይትብል ፡ ኢልካ
ብኽያተይ ፡ ሳሕቂ ፡ ለዊጥካ ፡ ማእሰረይ ፡ ኩሉ ፡ ፈቲሕካ) /2
[ከምቲ ፡ ብዙሕ ፡ ምርኮ ፡ ዝማረኸ
ልበይ ፡ ብኣኻ ፡ ይሕጎስ ፡ ኣሎ] /2
ይሕጎስ ፡ ኣሎ ፡ ብኣኻ ፡ ይሕጎስ ፡ ኣሎ /2
ጽድቕን ፡ ፍርድን ፡ ኣብ ፡ ምድሪ ፡ ምግባርካ
ብኡ'የ ፡ ዝሕጎስ ፡ ብኡ'የ ፡ ዝፍሳሕ
ብዝርአ ፡ ኣይኮነን ፡ ብንብረት 'ዛ ፡ ዓለም
ንሱስ ፡ ሓላፊኢ'ዩ ፡ ነባሪ ፡ ኣይኮነን
(ኣብ ሰማይን ንዓኻ ምርካበይ ኣብ ምድሪ ዝደልዮ ነይብለይ
ትምክሕተይ ንስኻ ኢኻ ኩሉ ግዜ ይሕጎስ ብኣኻ] /2
[ከምቲ ብዙሕ ምርኮ ዝማረኸ
ልበይ ብኣኻ ይሕጎስ ኣሎ] /2
ይሕጎስ ኣሎ ብኣኻ ይሕጎስ ኣሎ /2
ናብራ ናትካ ኣይምኖን ኣዚዩ ይጥዕመኒ
ኩሉ ግዜ ሓድሽ ሓድሽ ይኾነኒ
ቀቅድመይ ሓሊፍካ ኩሉ ተስልጠለይ
ጎዶሎይ ትመልእ ተጸግዋ ነፍሰይ
[ምሕረት ፍቕርኻ ይስዕባኒ ብዋልታ ጸጋ እኸባኒ
ይጠብቕ ኩሉ ግዚ ኣባኻ ኣይርሕቅ ንኣይፍለን ካባኻ] /2
[ከምቲ ብዙሕ ምርኮ ዝማረኸ
ልበይ ብኣኻ ይሕጎስ ኣሎ] /2
ይሕጎስ ኣሎ ብኣኻ ይሕጎስ ኣሎ /2
|